ኣብ 8 ሰሙን ካብ ተቖጺርካ ምስራሕ ናብ ቀዳማይ ዝኸፍለካ ዓሚል
17 ካብ 19 ቦታታት ተሪፎምእዚ ስልጠና ንመን ይጠቅም?
ተቖጺርካ ትሰርሕ እናሃለኻ ግን ሓደ መዓልቲ ናትካ ትካል ክትከፍት ትሓስብ እንተኾንካ፡ ወርሒ መጸት ድማ 'ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ክጅምር እየ' ትብል እንተኾንካ
ኣብዚ ስልጠና ትረኽቦ
ናይ ብሓቂ ዋጋታት- US$441
ዝተቐድሐ ስልጠና፡ ን 12 ኣዋርሕ ከም ድሌትካ ትከታተሎ
"ካብ ሰራሕተኛ ናብ ዋና ትካል" ዝተቐድሐ ስልጠናን ትምህርትታትን ብዝኾነ መሳርሒ ምሉእ ብምሉእ ትከታተሎ
ዋጋ፥ US$441
- US$1,200
16 ብ ኣኽሊሉ ብቐጥታ ዝወሃብ ትምህርቲ
ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ን 8 ሰሙን፡ ዝደለኻዮ ትሓተሉ ሕተት፡ መልሲ ሽዑ ንሽዑ ብትግርኛ ትረኽብ
ዋጋ፥ US$1,200
- US$300
2 ናይ ብሕቲ ሓደ-ብሓደ ናይ ምኽሪ ርክባት
ሓሳብካ፡ ቁጽርታትካ፡ ዝቕጽል ስጉምትኻ፡ ምስ ኣኽሊሉ ጥራሕ።
ዋጋ፥ US$300
- US$400
ሰሙናዊ ዝስራሕ ዕዮታት ምስ ኩሉ መልስታቱ
ምርኣይ ጥራሕ ኣይኮነን። ሰሙን ብሰሙን ትካልካ ክትሰርሖ ኢኻ።
ዋጋ፥ US$400
- US$200
ን ምሉእ 8 ሰሙን ሓገዝ ብ WhatsApp
ሕቶ እንተለካ ከ? ከይተጸበካ ኣብ ዝሓተትካዮ መልሲ ትረክብ
ዋጋ፥ US$200
ናይ ቀዳማይ ጉጅለ ተወሰኽቲ ሓገዛት፥ ነጻ
- ብትግርኛ ዝወሃብ ቢዝነስ ፕላንUS$97
- ዋጋታትካን መኽሰብካን ትፈልጠሉ መሳርሒUS$47
- 'ብኸመይ US$20,000 ከሲረ'፥ ዝርዝር ጌጋታትUS$27
- ንዘለኣለም ናይ ተመሃሮ WhatsApp ማሕበረሰብUS$197
ጠቕላላ ዋጋ
US$2,909
ዋጋ ቀዳማይ ጉጅለ
US$597ሓንሳእ ጥራሕ
Next cohort: US$997. Applications close on 7 ሕዳር 2026. Selected applicants receive a private payment invitation.
Apply now — no payment todayApply first. Payment is requested only after approval.
ውሕስነት 'ትካልካ ክትከፍት ኢኻ'
ኣብ ብቐጥታ ርክባት ተሳተፍ፡ ኩሉ ዝወሃብ ዕዮታት ድማ ኣብ ግዚኡ ሰሪሕካ ኣረክብ። ኣብ መወዳእታ 8 ሰሙን ትካል ክትከፍት ብቑዕ እንተዘይኮንካ፡ ኣኽሊሉ ክሳብ 3 ወርሒ ብነጻ ይሕግዘካ
እቲ ሓደጋ ኣባና እዩ፡ ኣባኻ ኣይኮነን። እትኸስር ትምህርቲ እንተዘይተኸታቲልካን ዕዮ እንተዘይሰሪሕካን ጥራሕ እዩ።
4 ጥሪ – 26 ለካቲት 2027
ሰኑይን ዓርብን • 8:00–9:30 ምሸት (EAT) • ብቐጥታ ብ Zoom • ብትግርኛ
17ውሑዳት ቦታታት ተሪፎም ኣለዉ
Apply first. Payment is requested only after approval. Questions first? WhatsApp +256 708 951146