ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ናትካ ትካል ንምውናን ናይ መጀመርያ ስጉምቲ ውሰድ

ካብ ሰራሕተኛ ናብ ወናኒ ትካል

ገንዘብ ከየውጻእካ፡ ስራሕካ ከይገደፍካ ናትካ ትካል ጀምር

ብግብሪ ዝተሰነየ ትምህርቲ

ብ ቪድዮ ዝተዳለዉ ግብራዊ ስልጠናታት

ንኣኽሊሉ ብ WhatsApp ርኸቦ
ኣኽሊሉ ሃብተሚካኤል ኣብ መድረኽ ክዛረብ፡ ሪሞት ሒዙ ናብ ተሳተፍቲ ብኢዱ ከመልክት (ንዘይርእዩ ሰባት ዝተዳለወ መግለጺ ስእሊ)

ኣኽሊሉ ሃብተሚካኤል

ቅድሚ ሕጂ ዝተማህሩ እንታይ ይብሉ?

ዓቢ መኽስብን ለውጢን ዝረኣዩ

“ብዙሕ ግዜ ናተይ ዝብላ ትካል ክኸፍት ሓሳብ ኔሩኒ’ዩ። ግን ካበይ ከም ዝጅመር ፈጺመ ኣይፈልጥን’የ ኔረ። ኣብዚ ስልጠና ንጹርን ግብራዊን ኣገባብ ድሕሪ ምምሃረይ ግን ሕጂ ነዊሕ ዝሓለምኩዋ ትካል ጀሚረ፡ ጽቡቕ መኽሰብ ውን ይርኢ ኣለኹ።”

ሰላም ተስፋማርያም

ቶሮንቶ

“ብትግርኛ ብንጹር ቢዝነስ ክትማሃር ምኽኣል ናይ ብሓቂ ፈቴዮ፡ ኬፍ ኣለዎ። ኣኪለ ኣገላልጽኡ ክንጽር! ኩሉ ነገር ዋላ ሓደ ዝወጾ የብሉን።”

ዮናስ ገብረ

ፍራንክፉርት

““ብቐጥታ ምስ ኣኽሊሉ፡” ትብል ስልጠና ብዛዕባ ቢዝነስ ዝነበረኒ ሕቶታት ኩሉ ፈትፊተ ከም ዝፈልጦ ጌራትኒ። ሕጂ ዓማዊል ብኸመይ ከም ትረክብን ከም ተዕግቦም ተረዲአዮ ኣለኹ።”

ሄለን መንግስ

ብቐጥታ ምስ ኣኽሊሉ ትብል ስልጠና ዝወሰደት፡ ስውዲን

ምስ ኣኽሊሉ ብነጻ ተመሃር

ተወሳኺ ትምህርቲን ምኽሪን ንምርካብ ኣብዚ ተመዝገብ

ቅድሚ ምጅማርኩም ነዚ ስምዑ

ስልጠና ቅድሚ ምምራጽካ ብነጻ ትምህርቲ ጀምር።

ነጻ ትምህርቲ ተዓዘብ

ንዓኻ ብዝሰማማዕ መገዲ ዝተዳለወ ስልጠና

  • ካብ ሰራሕተኛ ናብ ወናኒ ትካል

    US$300

    ዝተቐድሐ ኮርስ · ሓደ ግዜ ክፍሊት · ናይ 12 ኣዋርሕ መእተዊ

    • ምሉእ ዝተቐድሐ ኮርስ ብትግርኛ — ንዓኻ ብዝጥዕመካ ተማሃር
    • ናይ ቢዝነስ ሓሳብ ክትመርጽ ዝሕገዝን ጠለብ ናይ ዓማዊል ክትፍትን ዝዕቅን መምርሒን
    • ህያብ፡ ናይ መጀመርታ 10 ዓማዊልካ መፈተሺ ዝርዝር
    • ን 12 ኣዋርሕ ኣብ ዝኾነ መሳርሒ ኴንካ ክትከታተሎ ትኽእል
  • ዝበለጸ ምርጫ

    ብቐጥታ ምስ ኣኽሊሉ

    US$597

    ናይ መጀመርያ ጉጅለ · ናይ 8 ሰሙን ቀጥታዊ መደብ · ን19 ሰባት ጥራይ

    • 16 ቀጥታዊ ናይ Zoom ስልጠናታት ምስ ኣኽሊሉ ብትግርኛ
    • ሰሙናዊ ዕዮታት ምስ ሓደ ብሓደ መአረምታ
    • 2 ብግልኻ ዝወሃብ ናይ ወፍሪ ምኽሪ
    • ን 12 ኣዋርሕ ከም ድሌትካ ትከታተሎ ናይ ትምህርቲ ቪድዮታት

ኣብ ውሽጢ 7 መዓልታት ገንዘብካ ክምለስ ይከኣል፡ናይ ገንዘብ ውሕስነት

ነጻ ትምህርቲ

ብዙሕ ግዜ ዝሓሰብካዮ ሕልሚ ሕጂ ፈትኖ

ሓበሬታ እንተሎ የረጋግጽ ኣለኹ…

መጻኢኻ ብ ሓንቲ ስጉምቲ’ያ ትጅምር

"ካብ ሰራሕተኛ ናብ ዋና" ፈትሽ

Essential storage supports sign-in and course access. Optional analytics helps us understand page visits and traffic sources using a browser identifier, without names or emails. You can change your choice in the footer. Read the Privacy Policy.