ብቪድዮ ዝተዳለወ ስልጠና · ብትግርኛ
ካብ ሰራሕተኛ ናብ ወናኒ ትካል
ስራሕካ ከይገደፍካን ዘዋህለልካዮ ገንዘብ ከይተንከፍካን ኣብ ውሽጢ 90 መዓልታት ናትካ ትካል ጀምር።
ንኣማኢት ሰራሕተኛታት ካብ “ሓሳብ ኣለኒ” ናብ “ናይ መጀመርታ ዝኸፍል ዓሚል ረኺበ” ዘብጻሕኩሉ፡ ደረጃ ብደረጃ ዝኸይድ ኣገባብ፡ ብትግርኛ ዝወሃብ
ብ US$300 ትሓልማ ትካል ጀምርሓንሳእ ጥራሕ ትኸፍል። ወርሓዊ ትኸፍሎ የለን። ን 12 ኣዋርሕ ትከታተሎ።
ንኣኽሊሉ ብ WhatsApp ርኸቦንመጀመርታ ዋጋ US$300 እዩ። እዚ ክሳብ 30 ሕዳር 2026 ጥራሕ’ዩ። ካብ 1 ታሕሳስ ዋጋኡ ናብ US$397 ክውስኽ’ዩ

እዚ ስልጠና ንመን ይጠቅም?
- ስራሕ ኣለካ፡ ብዙሕ ናይ ቢዝነስ ሓሳብ ኣለካ፡ ግን ንነዊሕ እዋን “ክጅምር’የ” እናበልካ ስጉምቲ ከይወሰድካ ጸኒሕካ ኣለኻ
- ዘዋህለልካዮ ገንዘብ ብግምት ኣብ ዘይተረጋገጸ ወፍሪ ከተእትዎ ኣይትደልን ኢኻ፤ ገንዘብ ቅድሚ ምውጻእካ ውሕስነት ትደሊ ኢኻ።
- ኣብ ሰሙን 3–4 ሰዓታት፡ እንዳ ሰራሕካ ክትመሃር ዝኽልክለካ የለን
ኣብ መወዳእታ ናይዚ ስልጠና ትኸስቦም
- 1
ሓንቲ ተዋጻኣኒ’ያ ትብላ ሓሳብ
ሕውስውስ ዝበለ ብዙሕ ዘይንጹር ሓሳባት ዘይኮነስ፡ ሓንቲን ንጽርትን ሓሳብ፡ ኣብዚ ወርሒ’ዚ ኣብ ግብሪ ከተውዕላ እትኽእል
- 2
ኣታዊ ክትገብረሉ ከም ትኽእል ውሑስ ዝኾነ
ኣብ ኣቕሓ፡ ቦታ ወይ ሎጎ ገንዘብ ቅድሚ ምውጻእካ፡ ምስ ናይ ብሓቂ ክኾኑ ዝኽእሉ ዓማዊል እተካይዶ ቀሊል ናይ ድሌት መርመራ።
- 3
ደረጃ ብደረጃ ብንጹር ትካል ከመይ ትጅምር ዘርኢ
ትሰርሖ ዘለካ ስራሕ ከይገደፍካ፡ ደሞዝ እንዳ ተኸፈልካ ናይ ሕልምኻ ትካል ብዘይ ዝኾነ ጸገም ጀምር።
ኣብዚ ስልጠና ትረኽቦ
ናይ ብሓቂ ዋጋታት- US$97
ናይ ቢዝነስ ሓሳብ ክትመርጽ ዝሕገዝን ጠለብ ናይ ዓማዊል ክትፍትን ዝዕቅን መምርሒን
ምስቲ “ብቐጥታ ምስ ኣኽሊሉ” ዝወሃብ ስልጠና ሓደ’ዮም
ዋጋ፥ US$97
- US$300
ን 12 ኣዋርሕ ኣብ ዝኾነ መሳርሒ ኴንካ ክትከታተሎ ትኽእል
ነፍሲ ወከፍ ትመሃሮ ኣብ ግብሪ እንዳውዓልካ ደጋጊምካ ነቲ ናይ ትምህርቲ ቪድዮ ተዓዘቦ።
ዋጋ፥ US$300
- US$47
ህያብ፡ ናይ መጀመርታ 10 ዓማዊልካ መፈተሺ ዝርዝር
ዋግኡ ንሓጺር ግዜ’ዩ። ድሕሪ ዝተወሰነ ግዜ ዋግኡ ክውስኽ’ዩ።
ዋጋ፥ US$47
ጠቕላላ ዋጋ
US$444
ሕጂ ትኸፍሎ ዋጋ
US$300ሓንሳእ ጥራሕ
ብ US$300 ትሓልማ ትካል ጀምርሓንሳእ ጥራሕ ትኸፍል። ወርሓዊ ትኸፍሎ የለን። ን 12 ኣዋርሕ ትከታተሎ።
ንመጀመርታ ዋጋ US$300 እዩ። እዚ ክሳብ 30 ሕዳር 2026 ጥራሕ’ዩ። ካብ 1 ታሕሳስ ዋጋኡ ናብ US$397 ክውስኽ’ዩ
ውሕስነት ምምላስ ገንዘብ ኣብ 7 መዓልታት
ኣብ ውሽጢ 7 መዓልታት ትምህርቲ ድሕሪ ምጅማርካ እንተሓቢርካና ገንዘብካ ንመልሰልካ።
ብቐጥታ ዝወሃብ ሓገዝ ደሊኻ?
16 መዓልታት ብቐጥታ ዝወሃብ ስልጠና፡ ሓደ ብሓደ መአረምታ ንኹሉ ስራሕካ፡ ምኽርን ቀጥታዊ ርክብ ምሳይን እንተ ደሊኻ፡ ናብ "ቀጥታ ምስ ኣኽሊሉ" ተጸንበር።
ትሕዝቶ ስልጠና
ዝተመሓየሹ ትምህርትታትን ሓገዛትን ይዳለዉ ኣለዉ። ዝተዘርግሐ ትሕዝቶ ምስ ተዳለወ ኣብ ታሕቲ ክርአ እዩ፤ ቀደም ዝነበሩ መግለጺታት ስልጠና ከም ዝተወድኡ ሓደሽቲ ትምህርትታት ኣይቀርቡን።
ካብቲ ቀንዲ ትምህርቲ ብውሑዱ
ጸገምካ ዝፈትሕ ትምህርቲ ምረጽ